መልእኽቲ ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፋሃ (Kiros Asfha)

Tigrinya 2016-04-23

Views 17

ሰላም ደላይ ፍትሒ እስራኤል ዘለካ
ሰላም ደላይ ፍትሒ ኤውሮፓ ዘለካ
ሰላም ደላይ ፍትሒ ኣብ ዩኤስ ዘለካ
ንቃጸር እሞ ንመስርት ባይቶ
ህዝብና ነድሕን ዓድና ንእቶ፣

Share This Video


Download

  
Report form